Source: AAP (SBS)ምብጻሕ ፕረሲደንት ሶማሊያ ናብ ኤርትራን ብድሕርዚ ድማ መራሒ ሶማሊያ ፎርማጆ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘሎ ማዕቀብ ክለዓል ዝገበሮ ጻዊዒት ንጂቡቲ ኣየሐጎሳን፡ “ነታ መሬተይ ጎቢጣን ምሩኻተይ ሒዛ ዘላ ኤርትራ ማዕቀብ ክለዓለላ ሶማሊያ ክትጽውዕ ዘይሕሰብዩ” ብምባል ጂቡቲ፣ ኣንጻር ሶማሊያ ዝቐንዐ መግለጺ ኣውጺኣ ኣላ። ምሕዝነት ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ኣብ መንጎ ሶማሊያን ጂቡቲን፡ ከምኡውን ኣብ መንጎ ሱዳንን ግብጽን ሓዲሽ ናይ ለውጢ ዝምድና ኣቐልቂሉ ኣሎ፡ ትንታነ ዜና።
ምብጻሕ ፕረሲደንት ሶማሊያ ናብ ኤርትራን ብድሕርዚ ድማ መራሒ ሶማሊያ ፎርማጆ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘሎ ማዕቀብ ክለዓል ዝገበሮ ጻዊዒት ንጂቡቲ ኣየሐጎሳን፡ “ነታ መሬተይ ጎቢጣን ምሩኻተይ ሒዛ ዘላ ኤርትራ ማዕቀብ ክለዓለላ ሶማሊያ ክትጽውዕ ዘይሕሰብዩ” ብምባል ጂቡቲ፣ ኣንጻር ሶማሊያ ዝቐንዐ መግለጺ ኣውጺኣ ኣላ። ምሕዝነት ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ኣብ መንጎ ሶማሊያን ጂቡቲን፡ ከምኡውን ኣብ መንጎ ሱዳንን ግብጽን ሓዲሽ ናይ ለውጢ ዝምድና ኣቐልቂሉ ኣሎ፡ ትንታነ ዜና።