Source: Getty Imagesሞቕሽሽ ንሰራሕተኛታት ከም ዓስቢ ጽቡቕ ኣገልግሎት ገንዘብ ምሃብ እዩ ። ብጥረ ገንዘብ ወይ ብኻልእ መገዲ ክፍሊት ክኽፈል ይኽእል ። ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ዘይንጹር ነገር ኣሎ ፤ ሞቕሽሽ ምሃብ ከምዘይግባእ ሓደሓደ ግዜ ይቑጸር እዩ ።
ሞቕሽሽ ንሰራሕተኛታት ከም ዓስቢ ጽቡቕ ኣገልግሎት ገንዘብ ምሃብ እዩ ። ብጥረ ገንዘብ ወይ ብኻልእ መገዲ ክፍሊት ክኽፈል ይኽእል ። ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ዘይንጹር ነገር ኣሎ ፤ ሞቕሽሽ ምሃብ ከምዘይግባእ ሓደሓደ ግዜ ይቑጸር እዩ ።