Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ሓካይም መንግስቲ ኣብ ምምካት ሓደስቲ ዓሌታት ኮቪድ ዝያዳ ክሰርሕ ኣለዎ ይብሉ፣ መንግስቲ ግን ምኽሪ ጥራይ ኣኻሊ'ዩ ይብል

Prime Minister Anthony Albanese has been meeting scientists - and they all wore masks

ዝለዓሉ ዶክተራት ኣውስትራልያ መንግስቲ ምስፍሕፋሕ’ዚ ሓድሽ ዓሌት ኦሚክሮን ኮቪድ ደው ንምባል ዝያዳ ክገብር መጸዋዕታ ኣቕሪቦም። ማሕበር ሓካይም ኣውስትራልያ (Australian Medical Association) እዚ ማዕበል ኮቪድ-19 ካብ’ቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝነበረ ጠርዚ ምልባዕ ብዝለዓለ ዝኸፍአ ክኸውን’ዩ ድሕሪ ምባል እቲ ጸቕጢ ኣብ ልዕሊ ሆስፒታላት ኣዝዩ ልዑል ክኸውን’ዩ ኢሉ። እንተኾነ ግን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ እቲ ዘሎ ምኽሪ ክንክን ጥዕና ማስክ ወይ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክግበር ክተባባዕ ኣለዎ እንበር ብሕጊ ክሕገግ ወይ ከገድድ የብሉን ዝብል’ዩ ክብል ገሊጹ።

Published

Source: SBS

Share this with family and friends

ዝለዓሉ ዶክተራት ኣውስትራልያ መንግስቲ ምስፍሕፋሕ’ዚ ሓድሽ ዓሌት ኦሚክሮን ኮቪድ ደው ንምባል ዝያዳ ክገብር መጸዋዕታ ኣቕሪቦም። ማሕበር ሓካይም ኣውስትራልያ (Australian Medical Association) እዚ ማዕበል ኮቪድ-19 ካብ’ቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝነበረ ጠርዚ ምልባዕ ብዝለዓለ ዝኸፍአ ክኸውን’ዩ ድሕሪ ምባል እቲ ጸቕጢ ኣብ ልዕሊ ሆስፒታላት ኣዝዩ ልዑል ክኸውን’ዩ ኢሉ። እንተኾነ ግን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ እቲ ዘሎ ምኽሪ ክንክን ጥዕና ማስክ ወይ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክግበር ክተባባዕ ኣለዎ እንበር ብሕጊ ክሕገግ ወይ ከገድድ የብሉን ዝብል’ዩ ክብል ገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now