Source: Dr Abdala Omerዶ/ር ዓብደላ ዑመር ጅምዕ፡ ኣብ ሆስፒታል ከረንን ናይ ውልቁ ክሊኒክን እናሰርሐን ካብታ ናይ ውልቁ ክሊኒክ እናወጸ ካብ መኪናኡ ኣብ ማእከል ጽርግያ ብጸጥታ ተወሲዱ ኣብ ሃበሮ ድሕሪ ዘሕለፎ ናይ 2 ዓመታት ምቕጥቃጥን ሕሱም ህይወትን ኣብ ቤት ጽሕፈት ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ዓንሰባ ብሓደ ሰብ ኣብ ቤት ጽሕፈት ናይቲ ሓላፊ ምስ ሾመንተ ብጾቱ ን20 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ። ንምንታይ ተኣሲሩ? ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲታት ሃበሮ፡ ከረንን ሰምበልን ዘሕለፎ ኩነታትን፡ ብኸመይ ወጺኡ? ምስ ሰበይቱን ደቁን ብድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ምጥፋእ ኣብ ኣውስትራልያ ብኸመይ ተራኺቦም? ኣብ ምድሪ ስደቱ ህይወት ብኸመይ ይሓልፋ ኣሎ? ኣብዚ ትሕዝቶ ክጸንሓኩም እዩ።
ዶ/ር ዓብደላ ዑመር ጅምዕ፡ ኣብ ሆስፒታል ከረንን ናይ ውልቁ ክሊኒክን እናሰርሐን ካብታ ናይ ውልቁ ክሊኒክ እናወጸ ካብ መኪናኡ ኣብ ማእከል ጽርግያ ብጸጥታ ተወሲዱ ኣብ ሃበሮ ድሕሪ ዘሕለፎ ናይ 2 ዓመታት ምቕጥቃጥን ሕሱም ህይወትን ኣብ ቤት ጽሕፈት ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ዓንሰባ ብሓደ ሰብ ኣብ ቤት ጽሕፈት ናይቲ ሓላፊ ምስ ሾመንተ ብጾቱ ን20 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ። ንምንታይ ተኣሲሩ? ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲታት ሃበሮ፡ ከረንን ሰምበልን ዘሕለፎ ኩነታትን፡ ብኸመይ ወጺኡ? ምስ ሰበይቱን ደቁን ብድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ምጥፋእ ኣብ ኣውስትራልያ ብኸመይ ተራኺቦም? ኣብ ምድሪ ስደቱ ህይወት ብኸመይ ይሓልፋ ኣሎ? ኣብዚ ትሕዝቶ ክጸንሓኩም እዩ።