Amaniel Elias Source: Amaniel Eliasብዓሌታዊ ኣድልዎ ኣብ ጥዕና ብዘስቦ ሃስያ: ኣውስትራሊያ ዓመታዊ ክሳብ $44.9 ቢሊዮን ዶላር ናይ ገንዘብ ክሳራ የምጽኣላ ዝሓዘ ዉጽኢት ምርምር ብተመራማሪ ቁጠባ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ካብ ዲክንስ ዩኒቨርሲቲ ተፈሊጡ። እዚ ዉጽኢት ምስተገልጸ ዳርጋ ኩለን ጋዜጣታት፡ ራዲዮታትን ተለቪዢናትን ኣውስትራሊያ ንዶ/ር ኣማኒ ኤልን ሱፐርቫይዘሩን እናዓደማ ክካትዓሉ ቀኒየን፡ ንሕና'ውን ነቲ ክበሃልን ክለዓል ዝቐነየ ሕቶታትን ርእይቶታትን ከብርሃልና ዓዲምናዮ፡ እንሆ ድማ ነቕርበልኩም፡፣
ብዓሌታዊ ኣድልዎ ኣብ ጥዕና ብዘስቦ ሃስያ: ኣውስትራሊያ ዓመታዊ ክሳብ $44.9 ቢሊዮን ዶላር ናይ ገንዘብ ክሳራ የምጽኣላ ዝሓዘ ዉጽኢት ምርምር ብተመራማሪ ቁጠባ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ካብ ዲክንስ ዩኒቨርሲቲ ተፈሊጡ። እዚ ዉጽኢት ምስተገልጸ ዳርጋ ኩለን ጋዜጣታት፡ ራዲዮታትን ተለቪዢናትን ኣውስትራሊያ ንዶ/ር ኣማኒ ኤልን ሱፐርቫይዘሩን እናዓደማ ክካትዓሉ ቀኒየን፡ ንሕና'ውን ነቲ ክበሃልን ክለዓል ዝቐነየ ሕቶታትን ርእይቶታትን ከብርሃልና ዓዲምናዮ፡ እንሆ ድማ ነቕርበልኩም፡፣