Koronavirüs krizinde diğer hastalıkları unutmamak gerekiyor. Source: ABC Forbesሓቅታትን ምኽርታትን ካብ ኣብ ቅድመ ግንባር ዘለው ሓካይም ካብ ሎሚ ጀሚርና ንኮሮናቫይረስ ዝምልከቱ ሓቅታት፡ መልስታትን ሓበሬታትን ምስ ዶክተር ጥላሁን ነጋሽ GP ሓኪም አብ መልበርን ተኸታታሊ መደባት ከነቅርብ ኢና። ንሎሚ ኮቪድ19 ንምንታይ ፓንደሚክ ተባሂሉ? ካብ ካልኦት ሰዓላት ብምንታይ ይፍለ? ንምንታይ'ዩ ብልዑል ፍጥነት ዝላባዕ ዘሎ? ዝብሉ ሕቶታት ክምልሰልና'ዩ።
ሓቅታትን ምኽርታትን ካብ ኣብ ቅድመ ግንባር ዘለው ሓካይም ካብ ሎሚ ጀሚርና ንኮሮናቫይረስ ዝምልከቱ ሓቅታት፡ መልስታትን ሓበሬታትን ምስ ዶክተር ጥላሁን ነጋሽ GP ሓኪም አብ መልበርን ተኸታታሊ መደባት ከነቅርብ ኢና። ንሎሚ ኮቪድ19 ንምንታይ ፓንደሚክ ተባሂሉ? ካብ ካልኦት ሰዓላት ብምንታይ ይፍለ? ንምንታይ'ዩ ብልዑል ፍጥነት ዝላባዕ ዘሎ? ዝብሉ ሕቶታት ክምልሰልና'ዩ።