ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተተሓሒዙ፡ ኣብዝተፈላለዩ ዝርከቡ ተጋሩን ኤርትራዊያንን ስግኣቶም ትጽቢቶምን ብዘንጸባርቕ ኩነታት ሓሳቦም ከቕርቡ ኣብ ገሊኡ ክውደቡን ክዛተዩን ይስትውዓሉ’ዮም። ብዛዕባዚ ስግኣቱን ገለ ፍታሓትን ዝበሎ ሓሳብ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ዶ/ር ትካቦ ተስፋሚካኤል ካብ ኲንስላንድ ዩኒቨርሲቲ ኦፍ ተክኖሎጂ።
Share

Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

