SKIP TO MAIN CONTENT

ለተሰንበት ግደይ ውድድር ክትመርሕ ውዒላ ኣብ ኣፈፈት ዓወት ወዲቓ፣ ብሓገዝ ሰብ ደው ስለዝበለት ውጽኢታ ተሰሪዙ

Bathurst Rahel Letesenbet Getty.jpeg
Credit: Getty

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት: * ሻምፒዮናታት ጉያ እግሪ መሮር ኣትለቲክስ ዓለም ኣብ'ዚ ኣብ ባተርስት፡ ኣውስትራልያ፡ ተኻይዶም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ብሩር መዳልያ ተዓዊቶም፣ ለተሰንበት ግደይ ግን ምሉእ መዓልቲ ክትመርሕ ውዒላ ኣብ ጥቓ መዛዘሚ መስመር ወዲቓ ክትስእ እንከላ ሰብ ስለዝሓገዛ ውጽኢት ከየመዝገበት ተገሊፋ፣ * ኢትዮጵያዊ ለመቻ ግርማ ኣብ ለቪን፡ ፈረንሳ፡ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ውሽጢ ኣዳራሽ ን25 ዓመታት ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረወሰን 3000ሜ ሓምሺሽዎ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ግጥማታ ኣንጻር ጊኒ ንመጻረዪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 (ኣፍኮን) ኣብ ሞሮኮ ከተካይዶም ምዃና ፈደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣብ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጋና ዝተዛዘመ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኣፍሪቃ 2023 ተዓዊቱ ንኻልኣይ ግዚኡ ሻምፒዮን ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ * ዙር ሩዋንዳ 2023 ከኣ ሰንበት ተጀሚሩ፣ ሄኖክ ንኡድ ውጽኢታቱ ብምቕጻል ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ሳልሳይ ክወጽእ እንከሎ ክልተ ካልኦት ኤርትራውያን ከኣ ኣብ ዝለዓሉ 10 ደረጃታት ወዲኦም፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት: * ሻምፒዮናታት ጉያ እግሪ መሮር ኣትለቲክስ ዓለም ኣብ'ዚ ኣብ ባተርስት፡ ኣውስትራልያ፡ ተኻይዶም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ብሩር መዳልያ ተዓዊቶም፣ ለተሰንበት ግደይ ግን ምሉእ መዓልቲ ክትመርሕ ውዒላ ኣብ ጥቓ መዛዘሚ መስመር ወዲቓ ክትስእ እንከላ ሰብ ስለዝሓገዛ ውጽኢት ከየመዝገበት ተገሊፋ፣ * ኢትዮጵያዊ ለመቻ ግርማ ኣብ ለቪን፡ ፈረንሳ፡ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ውሽጢ ኣዳራሽ ን25 ዓመታት ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረወሰን 3000ሜ ሓምሺሽዎ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ግጥማታ ኣንጻር ጊኒ ንመጻረዪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 (ኣፍኮን) ኣብ ሞሮኮ ከተካይዶም ምዃና ፈደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣብ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጋና ዝተዛዘመ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኣፍሪቃ 2023 ተዓዊቱ ንኻልኣይ ግዚኡ ሻምፒዮን ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ * ዙር ሩዋንዳ 2023 ከኣ ሰንበት ተጀሚሩ፣ ሄኖክ ንኡድ ውጽኢታቱ ብምቕጻል ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ሳልሳይ ክወጽእ እንከሎ ክልተ ካልኦት ኤርትራውያን ከኣ ኣብ ዝለዓሉ 10 ደረጃታት ወዲኦም፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now