ሻቕሎት ዘወርቲ ታክሲን ኡበርን፥ "ኣብ ኣታዊናን ጥዕናናን ፈለማ ግዳያት ኮሮናቫይረስ ንሕና ኢና።"

Source: Unsplash
ኣብዚ ዓለም ብለበዳ ሕማም ኮሮናቫይረስ ትናወጸሉ ዘላ እዋን፡ እዚ ሕማም ብዝፈጥሮ ነገር ብዙሓት ሰባት ብዝተፈላለዩ መገዲታት ክጽለዉ ይኽእሉ እዮም። ከምዝፍለጥ ብዙሓት ካብ ኣባላት ማሕበረሰብና ኣብ ስራሓት ምዝዋር ታክሲ ተዋፊሮም ከምዘለው ዝፍለጥ ኮይኑ፡ እዚ ሕማም ኣብ ስርሖምን መነባብሮኦምን ድሮ ጽልዋ የምጽእ ከምዘሎ ተረዲኦም ይሻቐልሉ ኣለዉ።
Share