SKIP TO MAIN CONTENT

መበል 13 ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)

News
Source: Million Haileselasie

ፀብፃብ ቀዳማይ መዓልቲ መበል 13 ጉባኤ ህወሓት። መደረ ኣቦወምበር እቲ ውድብን ወከልቲ ዉዱባትን ናይ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ናይ ደገፍ መል እኽትታት ቀሪቡ። ብድሕርዚ እቲ ጉባኤ ኣባላት ፕረዚድየም ሓርዩ። እቶም ዝተሓረዩ ኣባላት ፕሬዚድየም ድማ 1. ዶር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል 2. ፈትለወርቅ ገብረእግዛብሄር 3. ጌታቸዉ ረዳ 4. ኣለም ገብረዋህድ 5. ዶር ኣርከበ ዑቕባይ ጌሩ ሓርዩ። ናይ ፈለማ መዓልቲ ጽሟቕ ትሕዝቶ ቀሪቡ ኣሎ። #TPLF

Published

By SBS Tigriinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፀብፃብ ቀዳማይ መዓልቲ መበል 13 ጉባኤ ህወሓት። መደረ ኣቦወምበር እቲ ውድብን ወከልቲ ዉዱባትን ናይ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ናይ ደገፍ መል እኽትታት ቀሪቡ። ብድሕርዚ እቲ ጉባኤ ኣባላት ፕረዚድየም ሓርዩ። እቶም ዝተሓረዩ ኣባላት ፕሬዚድየም ድማ 1. ዶር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል 2. ፈትለወርቅ ገብረእግዛብሄር 3. ጌታቸዉ ረዳ 4. ኣለም ገብረዋህድ 5. ዶር ኣርከበ ዑቕባይ ጌሩ ሓርዩ። ናይ ፈለማ መዓልቲ ጽሟቕ ትሕዝቶ ቀሪቡ ኣሎ። #TPLF

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now