ሎሚ ኣብ ካናዳዊ ቢት ፍርዲ፡ ኩባኒያ ነብሱን ኣብ ቢሻ ዘካይዶ መስርሕ ዕደና ዝተተሓሓዘ ፡ በቲ ኩባኒያ በደል ወሪዱና ብዝብሉ ሰለስተ ኤርትራዊያንጉዳይ ክሲ ኣብ ናይ ካናዳ ቤት ፍርዲ ክግበር ዉሳነ ኣሕሊፉ ኣሎ፡ ብዛዕባቲ ዉሳነ ምስ ሓደ ካብ ጠበቓታት ናይ Canadian Center for International Justice ዝተገብረ ቃለ መሕትት እንሆ።
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends