Billboards for candidates outside a polling station in Sydney Source: AAPከባቢ 500 ቅድሚ መዓልቲ ምርጫ (21 ግንቦት 2022) ድምጺ ዝወሃበሎም መድመጺ ነቑጣታት ካብ ዝሓለፈ ሶኑይ ጀሚሮም መዓጹኦም ኣርሕዮም ኣለዉ። ኣብ’ዚ ዓመት ኮሚሽን ምርጫ ኣውስትራልያ ዳርጋ ፍርቂ ዝኾኑ ምዝጉባት ኣድመጽቲ 21 ግንቦት መዓልቲ ምርጫ ቅድሚ ምእኻሉ ንመን ከምዝመርጹ ድሮ ወሲኖም ኣለዉ ክብል ግምቱ ይህብ።
ከባቢ 500 ቅድሚ መዓልቲ ምርጫ (21 ግንቦት 2022) ድምጺ ዝወሃበሎም መድመጺ ነቑጣታት ካብ ዝሓለፈ ሶኑይ ጀሚሮም መዓጹኦም ኣርሕዮም ኣለዉ። ኣብ’ዚ ዓመት ኮሚሽን ምርጫ ኣውስትራልያ ዳርጋ ፍርቂ ዝኾኑ ምዝጉባት ኣድመጽቲ 21 ግንቦት መዓልቲ ምርጫ ቅድሚ ምእኻሉ ንመን ከምዝመርጹ ድሮ ወሲኖም ኣለዉ ክብል ግምቱ ይህብ።