ምንቅጥቃጥ መሬት ዓቢይ ሻቕሎት ኣብ ናይ ደገ ማሕበረሰብ ቱርኪን ሶርያን ኣሕዲሩ

People and soldiers clean the rubble next to car and buildings damaged in an earthquake in Petrinja, Croatia, 29 December 2020. EPA/ANTONIO BAT Source: EPA
ክልተ ዓበይቲ ምንቅጥቃጣት መሬት መበቆል ዓድታቶም ድሕሪ ምሕማሶምን ልዕሊ 8000 ሰባት ድሕሪ ምቕታሎምን ኣባላት ማሕበረሰባት ቱርኪን ሶርያን ብሓዘን ይሓልፉ’ለዉ።
Share