መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ሰሉስ ናይ ክልቲኤን ሃገራት ናይ ሓባር ላዕለዋይ ኮሚተ ዶብ ክእከብ ተሰማሚዖም።

Source: EBC
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ቦታታት ከምተቖጻጸረ ተሓቢሩ። መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ሰሉስ ናይ ክልቲኤን ሃገራት ናይ ሓባር ላዕለዋይ ኮሚተ ዶብ ክእከብ ተሰማሚዖም። ኣብ ሱዳን ናይ ተቓዉሞ ሰልፊታት ክግበር ቀንዩ።
Share
Source: EBC
SBS World News