SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (2 ሕዳር 2017)

East African news
Source: SBS Tigrinya

ኣብ ኣስመራ ዝተገብረ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ብዝሰዓበ ተኹሲ ሓይሊታት ጸጥታ ዝሞቱን ዝተኣስሩን ሰባት ከምዝህልዉ ዝተፈላለያ ምንጭታት ዜና ይገልጻ። ምክትል መራሒ ናይ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረስ ፡ ካብ ቤት ማእሰርቲ ከይፍታሕ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። ፕረሲደንታዊ ምርጫ ኬንያ ነታ ሃገር ናብ ፖለቲካዊ ቅልውላው ክሸማዩ ተባሂሉ፡፡

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣስመራ ዝተገብረ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ብዝሰዓበ ተኹሲ ሓይሊታት ጸጥታ ዝሞቱን ዝተኣስሩን ሰባት ከምዝህልዉ ዝተፈላለያ ምንጭታት ዜና ይገልጻ። ምክትል መራሒ ናይ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረስ ፡ ካብ ቤት ማእሰርቲ ከይፍታሕ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። ፕረሲደንታዊ ምርጫ ኬንያ ነታ ሃገር ናብ ፖለቲካዊ ቅልውላው ክሸማዩ ተባሂሉ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now