SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ፡ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮጵያ ብሰላም ክፈትሖ ዉ.ሕ.ሃ. ን ካልኦትን ጸዊዖም።

Africa News
Source: EBC

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዉሕሃብ: ኣብ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ተኸሲቱ ዘሎ ተቓዉሞ፡ ናይ ብሄር መልክዕ ምሓዙ ከምዘተሓሳስቦ ኣፍሊጡ። መንእሰያት ኣብ ብሄር ዘተኮረ ናይ ሓይሊ ግጭት ከወግዱ፡ ናይ ጸጥታ ሓይልታት ድማ ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ካብ ምውሳድ ክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ። ናይ ኢንተርኔት ምዕጻው ናይ ሓበሬታ ነጻነት ምግዳብ ስለዝኾነ፡ ዉጥረታት ክጋደዱ ስለዝገብር መንግስቲ ብቕልጡፍ ክኸፍቶ ኣተሓሳሲቡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዉሕሃብ: ኣብ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ተኸሲቱ ዘሎ ተቓዉሞ፡ ናይ ብሄር መልክዕ ምሓዙ ከምዘተሓሳስቦ ኣፍሊጡ። መንእሰያት ኣብ ብሄር ዘተኮረ ናይ ሓይሊ ግጭት ከወግዱ፡ ናይ ጸጥታ ሓይልታት ድማ ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ካብ ምውሳድ ክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ። ናይ ኢንተርኔት ምዕጻው ናይ ሓበሬታ ነጻነት ምግዳብ ስለዝኾነ፡ ዉጥረታት ክጋደዱ ስለዝገብር መንግስቲ ብቕልጡፍ ክኸፍቶ ኣተሓሳሲቡ።

ሓጸርቲ ፍጻሜታት ዞባና፥

  • መንግስቲ፡ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮጵያ ብሰላም ክፈትሖ ዉ.ሕ.ሃ. ን ካልኦትን ጸዊዖም።
  • ናይ ሲዳማ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ብወግዒ ተመስሪቱ።
  • ንልዕሊ 18 ዓመታት ተኣሲሩ ዘሎ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ብህይወቱ ክህሉ ከምዝኽእል ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now