SKIP TO MAIN CONTENT

“ኤርትራ ናብዚ ዉግእ ኣይኣተወትን” ኢትዮጵያ። “ኬንያ ፕረሲደንታ ክትፈልጥ ትዳሎ። ሱዳን ድሕሪ 26 ዓመታት ኣምባሳደር ኣመሪካ ትቕበል።

Capture.JPG
Credit: AAP, Sudan

እዚ ሰሙን ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ማዕከናት ዜና፡ - ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንምስሕሓብ ፕረሲደንት ኬንያ ክውስን ይሸባሸብ፡ ግጭት ከይፍጠር ይስጋእ። - ወተሃደራዊ ግጭት ኣብ ትግራይ ኣብዝቕጽለሉ ዘሎ፡ እቲ ዉግእ ደው ክብል ጻዊዒት ይቐርብ፡ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ የምርሕ። - ኣመሪካ ድሕሪ 26 ዓመታት ቀዳማይ ናይ ሕ.መ.ኣ. ኣምባሳደር ኣብ ሱዳን ወረቐት ስርሑ ኣቕሪቡ። - ኣል-ሸባብ ኣብ ሶማል ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ: ብውሑዱ 19 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዚ ሰሙን ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ማዕከናት ዜና፡ - ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንምስሕሓብ ፕረሲደንት ኬንያ ክውስን ይሸባሸብ፡ ግጭት ከይፍጠር ይስጋእ። - ወተሃደራዊ ግጭት ኣብ ትግራይ ኣብዝቕጽለሉ ዘሎ፡ እቲ ዉግእ ደው ክብል ጻዊዒት ይቐርብ፡ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ የምርሕ። - ኣመሪካ ድሕሪ 26 ዓመታት ቀዳማይ ናይ ሕ.መ.ኣ. ኣምባሳደር ኣብ ሱዳን ወረቐት ስርሑ ኣቕሪቡ። - ኣል-ሸባብ ኣብ ሶማል ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ: ብውሑዱ 19 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም።

ቀንዲ ነጥቢታ

  • - ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንምስሕሓብ ፕረሲደንት ኬንያ ክውስን ይሸባሸብ፡ ግጭት ከይፍጠር ይስጋእ
  • ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ የምርሕ
  • - ኣመሪካ ድሕሪ 26 ዓመታት ቀዳማይ ናይ ሕ.መ.ኣ. ኣምባሳደር ኣብ ሱዳን ወረቐት ስርሑ ኣቕሪቡ።
  • ኣልሸባብ 19 ሰላማዊያን ሰባት ቀቲሉ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now