ኣገልግሎታት ጾመ ኣርብዓን በዓለ ትንሳኤን ብኣገላልጻ ድያቆናት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ቅድስት ማርያም ብርስቤን።

Credit: Supplied
ንኹሎም ኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ኣብጽሓኩም እናበልና ብምኽንያት ሕማማትን ትንሳኤን ምስ ድያቆን ሃብቶምን ዲያቆን ሰልጠነን ካብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ብርስቤን ዝገበርናዮ ጻንሒት።
Share
Credit: Supplied
SBS World News