ኣመንቲ ክርስትና ንምንታይ'ዮም ንበዓል ትንሳኤ ዓመታዊ ብዓቢ ክብሪ ዘብዕልዎ፧ ጻንሒት ምስ ፓስቶር ብርሃነ መርሶ
Credit: Supplied
ሎሚ ብ ኣመንቲ ክርስትና በዓል ትንሳኤ ይኽበር ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ንኣመጻጽኣን ኣከባብራን እቲ በዓል ፓስቶር ብርሃነ መርሶ ካብ ወንጌላዊት ቤተ ክርስትያን ስላሴ ብርስቤን መብርሂ ሂቦሙና ኣለዉ።
Share
Credit: Supplied
SBS World News