SKIP TO MAIN CONTENT

ስርሒት ኢኮዋስ ኣብ ጋምቢያ፡ ምህሮ ንካልኦት ዉዱባት ሃገራት ኣፍሪቃ (ዛዕባ ሎሚ)

People pose as ECOWAS Senegalese troops secure the area near to the state house in the Gambian capital Banjul. (AAP)
People pose as ECOWAS Senegalese troops secure the area near to the state house in the Gambian capital Banjul. (AAP) Source: People pose as ECOWAS Senegalese troops secure the area near to the state house in the Gambian capital Banjul. (AAP)

እቲ ንነፍሱ ልዕሊ ሕጊ ሰሪዑ ቅድሚ 23 ዓመታት ስልጣን ቢሒቱ ከምዝማእምኦ ክገብር ዝተሰምዖ ክዛረብ ዝጸንሐ ያሕያ ጃምዕ ናይ ሃገረ ጋምቢያ፡ ከምስል ብድምጺ ተሳዒረ ኢሉ ኣሚኑ ድሒሩ ግና ተጣዒሱ ስልጣነይ ሎሚ ኣይገድፍ ጽባሕ ክብል ተሰሚዑ። መራሒ ጋምቢያ ነበር ነቲ ዞባ ክህውኾ ዝተዓዘበ ናይ ምዕራብ ሃገራት ማሕበር ምትእኽኻብ ECOWAS ነቲ ብህዝቢ ዝተመርጸ ሕጋዊ ሰብ ስልጣንካ እንተዘየረኪብካ ብጀለቢያኻ ወጢጥና ከነውጽኣካ ኢና ምስበሎ፡ ያሕያ ጃምዕ ጭራኡ ዶጉሉ ካብ ጋምቢያ ክወጽእ ተገዲዱ።እተን ከም ECOWAS ዝበለ ከም ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ማሕበር ምትእኽኻብ ዘለዋ ዞባዊ ውድባት፡ ነቶም ኣብ ልዕሊ ሕጊ ሸይሸይ ዝብሉ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምቲ ECOWAS ዝወሰዶ ክወስዳ ይኽእላ ዶ? ናይ ሎሚ ዛዕባ ሎሚ ትሕዝቶና እዩ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ድማ ምስማዕ ይከኣል እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እቲ ንነፍሱ ልዕሊ ሕጊ ሰሪዑ ቅድሚ 23 ዓመታት ስልጣን ቢሒቱ ከምዝማእምኦ ክገብር ዝተሰምዖ ክዛረብ ዝጸንሐ ያሕያ ጃምዕ ናይ ሃገረ ጋምቢያ፡ ከምስል ብድምጺ ተሳዒረ ኢሉ ኣሚኑ ድሒሩ ግና ተጣዒሱ ስልጣነይ ሎሚ ኣይገድፍ ጽባሕ ክብል ተሰሚዑ። መራሒ ጋምቢያ ነበር ነቲ ዞባ ክህውኾ ዝተዓዘበ ናይ ምዕራብ ሃገራት ማሕበር ምትእኽኻብ ECOWAS ነቲ ብህዝቢ ዝተመርጸ ሕጋዊ ሰብ ስልጣንካ እንተዘየረኪብካ ብጀለቢያኻ ወጢጥና ከነውጽኣካ ኢና ምስበሎ፡ ያሕያ ጃምዕ ጭራኡ ዶጉሉ ካብ ጋምቢያ ክወጽእ ተገዲዱ።እተን ከም ECOWAS ዝበለ ከም ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ማሕበር ምትእኽኻብ ዘለዋ ዞባዊ ውድባት፡ ነቶም ኣብ ልዕሊ ሕጊ ሸይሸይ ዝብሉ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምቲ ECOWAS ዝወሰዶ ክወስዳ ይኽእላ ዶ? ናይ ሎሚ ዛዕባ ሎሚ ትሕዝቶና እዩ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ድማ ምስማዕ ይከኣል እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now