Venezuelans protest in Caracas against the confiscation of ships carrying Venezuelan oil by the United States Source: AAP / RONALD PENA R/EPAኣሜሪካ ምስ መንግስቲ ቨነዝወላ ምትእስሳር ዘለወን ክልተ መራኽብ ነዳዲ ኣብ ዓለም ለኸ ማያት ድሕሪ ምትሓዛን ንካልእ ሳልሰይቲ ድማ ትሃድነሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ክልቲኤን ሃገራት ናብ ከቢድ ዲፕሎማስያዊ ግጭት እናቐረባ ይኸዳ`ለዋ። ጸቕጥታት ኣብ`ቲ ድሮ እገዳ ተገይርሉ ዘሎ ጽላት ነዳዲ ቨነዝወላ እናለዓሉ ኣብ ዝኸድሉን ኢራንን ቻይናን ነገራት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ክኸዱ ይኽእሉ`ዮም ኢለን ኣብ ዝገልጻሉን ቨነዝወላ ንኣሜሪካ ብሽፍትነት ባሕሪን ዘይሕጋዊ ምዕጋት ሓይሊ ባሕሪን ትኸሳ።
Published
By Essam Al-Ghalib
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣሜሪካ ምስ መንግስቲ ቨነዝወላ ምትእስሳር ዘለወን ክልተ መራኽብ ነዳዲ ኣብ ዓለም ለኸ ማያት ድሕሪ ምትሓዛን ንካልእ ሳልሰይቲ ድማ ትሃድነሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ክልቲኤን ሃገራት ናብ ከቢድ ዲፕሎማስያዊ ግጭት እናቐረባ ይኸዳ`ለዋ። ጸቕጥታት ኣብ`ቲ ድሮ እገዳ ተገይርሉ ዘሎ ጽላት ነዳዲ ቨነዝወላ እናለዓሉ ኣብ ዝኸድሉን ኢራንን ቻይናን ነገራት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ክኸዱ ይኽእሉ`ዮም ኢለን ኣብ ዝገልጻሉን ቨነዝወላ ንኣሜሪካ ብሽፍትነት ባሕሪን ዘይሕጋዊ ምዕጋት ሓይሊ ባሕሪን ትኸሳ።
Listen to Australian and world news and follow trending topics with SBS News Podcasts.