SKIP TO MAIN CONTENT

ተወሳኺ መብርሂ ብዛዕባ ከፊልካ ብቪዛ ንስደተኛታት ናብ ኣውስትራልያ ምምጻእ

Australian Visa
Source: SBS

ስደተኛታት ብውጥን ደገፍ ማሕበረሰብ Community Support Program (CSP) ናብ ኣውስትራልያ ክመጹ ናይ ምእማም መስርሕ ምጅማሩን መስርሑን ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ዶክተር ብርሃን ኣሕመድ ኣብዝገበርናዮ ቃለ መሕትት ሰፊሕ መብርሂ ተዋሂቡ ነይሩ። ብድሕሪኡ ሓዲሽ ም ዕባለ ማለት እቶም በዚ ቪዛ ክመጹ ከመልክቱ ዝኽእሉ ኣብ ኢትዮጵያ ካብዘለዉ ኤርትራዊያን ጥራይ ዝነበረ ብዝተገብረ ጥር ዓናት ኣብ ሱዳንን ግብጽን ዝነብሩውን ከመልክቱ ከምዝኽእሉ ኣብዚ ሓበሬታ ተጠቓሊሉ ኣሎ። ዘገድሰኩም ዘበለ ክትሰምዕዎ ንዕድም።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ስደተኛታት ብውጥን ደገፍ ማሕበረሰብ Community Support Program (CSP) ናብ ኣውስትራልያ ክመጹ ናይ ምእማም መስርሕ ምጅማሩን መስርሑን ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ዶክተር ብርሃን ኣሕመድ ኣብዝገበርናዮ ቃለ መሕትት ሰፊሕ መብርሂ ተዋሂቡ ነይሩ። ብድሕሪኡ ሓዲሽ ም ዕባለ ማለት እቶም በዚ ቪዛ ክመጹ ከመልክቱ ዝኽእሉ ኣብ ኢትዮጵያ ካብዘለዉ ኤርትራዊያን ጥራይ ዝነበረ ብዝተገብረ ጥር ዓናት ኣብ ሱዳንን ግብጽን ዝነብሩውን ከመልክቱ ከምዝኽእሉ ኣብዚ ሓበሬታ ተጠቓሊሉ ኣሎ። ዘገድሰኩም ዘበለ ክትሰምዕዎ ንዕድም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now