ከምቲ ኣብ ዜና ዝተኸታተልናዮ ፡ እስራኤል ነቶም ኣብ ሃገራ ዝነብሩ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ናብ ሳልሳይ ሃገር (ርዋንዳ ወይ ኡጋንዳ) ክትሰዶም ወይ ድማ ክትኣስሮም ምዃና ብተሪር መምርሒ ትንቀሳቐሰሉ ኣላ፡ ነዚ ዝምልከት ካብ ነበርቲ እስራኤል ዝኾነ ዓወት ኣሸብር እቲ ዝበሃል ዘሎ፡ እቶም ስደተኛታት ዝገብርዎ ዘለዉ ምድላዋትን ምስኡ ዝተሓሓዝን ጉዳያት ሓቲትናዮ ኣብሪሁልና ኣሎ ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

