ኣብ ግብጺ 98 ኣንስትዮ ደያኑ ኣባላት ባይቶ ፍርዳዊ ኣካል ኮይነን።

Egyptian female judge Radwa Helmi Ahmad sits on her first court hearing at the State Council in the capital Cairo, Source: AFP
ቴስዓን ሸሞንተን ዝዀና ኣንስቲ ኣብ ታሪኽ ፍርዳዊ ጕዳያት እታ ሃገር ኣገዳሲ ስጕምቲ ዝተባህለሉ ኣብ ቀዳመ-ሰንበት (6 መጋቢት) ኣብ ባይቶ መንግስቲ ግብጺ ወንበር ረኺበን ። እዚ ኣብታ ሃገር ዘሎ ናይ ጾታ ጋግ ንምጽባብ ክሕግዝ እዩ ተባሂሉ።
Share