መንግስቲ ኢትዮጵያ 20 ሽሕ ስደተኛታት ኤርትራ ብሰንኪ ኩናት ዝተበተኑለን ክልተ መዓስከራት ይዓጹ፣ (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Source: EBC
ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ፊንላንድን መራሒ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮጳን ኣብ ትግራይ ዝወረደ ግፍዒ ካብ ኣፍ ግዳያት ክሰምዕ ብዘይገደብ ክፍቀድ ይጠልብ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ሽማግታትን ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣብ መቐለ ዘለዉ መራሕቲ ሃይማኖትን ሽማግሌታትን ከይተራኸቡ ተመሊሶም፣ ኣብ መቐለ ብዝነበረ ተቓውሞ ውን ህይወት ሰብ ሓሊፉ ተባሂሉ።
Share