ኣብ ሓደ መድመጺ ነቑጣ ሰባት ድምጾም እናሃቡ Source: Gettyከባቢ 96% ከድምጹ ዝኽእሉ ኣውስትራልያውያን ኣብ ናይ’ዚ ዓመት ፈደራላዊ ምርጫ ከድምጹ ተመዝጊቦም ኣለዉ። ኩሎም ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣውስትራልያውያን ዜጋታት ኣብ’ዚ ግዴታዊ መስርሕ ምድማጽ ክሳተፉ ትጽቢት ይግበረሎም፡ እንተዘይተሳቲፎም መቕጻዕታት ክወሃቦም ይኽእል። እዚ ትሕዝቶ ምድማጽ ከመይ ይሰርሕ ይገልጽ።
ከባቢ 96% ከድምጹ ዝኽእሉ ኣውስትራልያውያን ኣብ ናይ’ዚ ዓመት ፈደራላዊ ምርጫ ከድምጹ ተመዝጊቦም ኣለዉ። ኩሎም ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣውስትራልያውያን ዜጋታት ኣብ’ዚ ግዴታዊ መስርሕ ምድማጽ ክሳተፉ ትጽቢት ይግበረሎም፡ እንተዘይተሳቲፎም መቕጻዕታት ክወሃቦም ይኽእል። እዚ ትሕዝቶ ምድማጽ ከመይ ይሰርሕ ይገልጽ።