ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ07:46ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (5.98MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: AAPኣውስትራልያዊ ሓምላይ ሰልፊ/ዘ ግሪንስ ካብ ኣብ ግዝኣታት ዝመደበሮም ብነጻ/በበይኖም ዝንቀሳቐሱ ወከልቲ ሓምላይ/ግሪን ሰልፍታት ኣብ ሲድኒ ተራኺቦም ሓድሽ ፌደራላዊ ሰልፊ ምስ ኣቖሙ ብወግዒ 30 ነሓሰ 1992 ተበጊሱ። ዕብየትን ዓወትን ናይ’ቲ ሕጂ ኣብ ፖለቲካ ኣውስትራልያ ጸላዊ ኮይኑ ዘሎ ሰልፊ ሳላ ስራሕ ተጣባቒ ከባብን መራሒ ሰልፊ ግሪን ነበርን ቦብ ብራውን’ዩ ክበሃል ይከኣል።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (5.98MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 18 May 2022 6:35amSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareኣውስትራልያዊ ሓምላይ ሰልፊ/ዘ ግሪንስ ካብ ኣብ ግዝኣታት ዝመደበሮም ብነጻ/በበይኖም ዝንቀሳቐሱ ወከልቲ ሓምላይ/ግሪን ሰልፍታት ኣብ ሲድኒ ተራኺቦም ሓድሽ ፌደራላዊ ሰልፊ ምስ ኣቖሙ ብወግዒ 30 ነሓሰ 1992 ተበጊሱ። ዕብየትን ዓወትን ናይ’ቲ ሕጂ ኣብ ፖለቲካ ኣውስትራልያ ጸላዊ ኮይኑ ዘሎ ሰልፊ ሳላ ስራሕ ተጣባቒ ከባብን መራሒ ሰልፊ ግሪን ነበርን ቦብ ብራውን’ዩ ክበሃል ይከኣል።ShareLatest podcast episodes51:46ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ነሃሰ 2026)podcast episode51 minutes 46 seconds11:05ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ነሓሰ 2026)podcast episode11 minutes 5 seconds10:58ህብብቲ ደራፊት 'ካንትሪ ሙዚክ' ዶሊ ፓርተንን ዝገደፈቶ ሓድግን፡podcast episode10 minutes 58 seconds09:07ኤርትራዊት ተወዳዳሪት ፅባቐ ስኒት ሃብተኣብ ኣብ ዓለማዊ ውድድር ብህዝቢ ብዝወሃብ ድምጺ ትመርሕ (ጸብጻብ)podcast episode9 minutes 7 seconds