SKIP TO MAIN CONTENT

ሓደ ፖለቲከኛ ኖርወይ ንፕረዚደንት ትራምፕ ንኖቤል ሓጽይዎ; 'ህወሓት ዕጡቕ እንተዘይከውን ኔሩ ከም’ዚ ዓይነት ምርጫ ኣይምተኻየደን'

Election in Tigray
Source: Irish times

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (10/09/20220) *** አብ ጥምረት ዘለዋ ክልተ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ግዝአት ኒውሳውዝ ዌልስ አብ ፖሊሲ ምዕቃብ ኳላ ዝነብራሉ ከባቢታት ምስምማዕ ስኢነን፡ *** ሓደ ሕሉፍ የማናዊ ፖለቲከኛ ኖርወይ ንፕረዚደንት ትራምፕ ንስልማት ሰላም ኖቤል ሓጽየዮ ኣለኹ ክብል ገሊጹ። *** ብዙሓት ስደተኛታት ተጨቓጪቖም ተዓቚቦምላ ዝርከቡ ግሪኻዊት ደሴት ለሽቦሽ ባርዕ ሓዊ ኣሽሓት ስደተኛታት ብዘይመዕቆቢ አትሪፍዎም። *** ኮሚሽነር መረጻ ትግራይ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም ኣብ መላእ ትግራይ ዝርከባ 2700 መድመጺ ነቑጣታት ኣፈናዊ ውጽኢታት መረጻ ካብ ንግሆ ሓሙስ ጀሚረን መታን ክሕብራ ሙሉእ ሰዓታት ለይቲ ክሰርሓ ሓቲቱ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (10/09/20220) *** አብ ጥምረት ዘለዋ ክልተ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ግዝአት ኒውሳውዝ ዌልስ አብ ፖሊሲ ምዕቃብ ኳላ ዝነብራሉ ከባቢታት ምስምማዕ ስኢነን፡ *** ሓደ ሕሉፍ የማናዊ ፖለቲከኛ ኖርወይ ንፕረዚደንት ትራምፕ ንስልማት ሰላም ኖቤል ሓጽየዮ ኣለኹ ክብል ገሊጹ። *** ብዙሓት ስደተኛታት ተጨቓጪቖም ተዓቚቦምላ ዝርከቡ ግሪኻዊት ደሴት ለሽቦሽ ባርዕ ሓዊ ኣሽሓት ስደተኛታት ብዘይመዕቆቢ አትሪፍዎም። *** ኮሚሽነር መረጻ ትግራይ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም ኣብ መላእ ትግራይ ዝርከባ 2700 መድመጺ ነቑጣታት ኣፈናዊ ውጽኢታት መረጻ ካብ ንግሆ ሓሙስ ጀሚረን መታን ክሕብራ ሙሉእ ሰዓታት ለይቲ ክሰርሓ ሓቲቱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now