Polling Day Imagery Source: SBS / SBS Radioኣብቲ ሎሚ ሰኑይ ብ ኣቋጻጽራ ግእዝ 24 ግንቦት ዝካየድ ምርጫ፡ ን42 ፖለቲካዊ ውድባት ን 80 ውልቀ ሕጹያትን ዝውክሉ ልዕሊ 10,430 ሕጹያት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝብታት ክልልን ፌደራልን ኣባልነት ክወዳደሩ እዮም። ልዕሊ 54 ሚልዮን ሰባት ንምምራጽ ተመዝጊቦም ኣለዉ። ሙሉእ ህዝቢ ክልል ትግራይን ኣብ 8 መረፃ ክልል ዝነብር ህዝቢ ክልል ኣምሓራን ፅባሕ መፃኢ መራሕቱ ኣይመረፅን። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 70 ዓመታት ካብ ዝተኻየዱ ኩሎም መረፃታት እቲ ኣብ 2005 ዝተኻየደ መረፃ ብብዙሓት ዝድነቕ እዩ። እቲ ምርጫ ካብ ዝካየድ ሎሚ ዓመት መበል 21 ዓመት ኮይንዎ ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብቲ ሎሚ ሰኑይ ብ ኣቋጻጽራ ግእዝ 24 ግንቦት ዝካየድ ምርጫ፡ ን42 ፖለቲካዊ ውድባት ን 80 ውልቀ ሕጹያትን ዝውክሉ ልዕሊ 10,430 ሕጹያት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝብታት ክልልን ፌደራልን ኣባልነት ክወዳደሩ እዮም። ልዕሊ 54 ሚልዮን ሰባት ንምምራጽ ተመዝጊቦም ኣለዉ። ሙሉእ ህዝቢ ክልል ትግራይን ኣብ 8 መረፃ ክልል ዝነብር ህዝቢ ክልል ኣምሓራን ፅባሕ መፃኢ መራሕቱ ኣይመረፅን። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 70 ዓመታት ካብ ዝተኻየዱ ኩሎም መረፃታት እቲ ኣብ 2005 ዝተኻየደ መረፃ ብብዙሓት ዝድነቕ እዩ። እቲ ምርጫ ካብ ዝካየድ ሎሚ ዓመት መበል 21 ዓመት ኮይንዎ ኣሎ።
Check out our podcast collection here