bandle ballot papers Source: AECኣብ ታሪኽ ኣውስትራሊያ ኣዚዩ ዝተሓላለኸን ርትዓውን ዝኾነ ኣብ 21 ግንቦት ምርጫ ክግበር እዩ ። ኣብ እዋን ጎስጓሳት ምስ ኮቪድ ፡ መጥቃዕቲ ሳይበርን ግጉይ ናይ ሓበሬታ ነቲ ዘሎ ደሞክራሲያዊ መስርሕ ንድሕሪት ከይጎቶ ዘስግእ እዩ ። ይኹን እምበር ኮምሽን ምርጫ ኣውስትራሊያ ነዚ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተዳለወን ፤ ክመጽእ ካብዝኽእል ምትዕንቓፋት ንምክልኻል ጽኑዕን ዘመናዊን ኣሰራርሓ ከምዘተኣታተወን ይገልጽ።
ኣብ ታሪኽ ኣውስትራሊያ ኣዚዩ ዝተሓላለኸን ርትዓውን ዝኾነ ኣብ 21 ግንቦት ምርጫ ክግበር እዩ ። ኣብ እዋን ጎስጓሳት ምስ ኮቪድ ፡ መጥቃዕቲ ሳይበርን ግጉይ ናይ ሓበሬታ ነቲ ዘሎ ደሞክራሲያዊ መስርሕ ንድሕሪት ከይጎቶ ዘስግእ እዩ ። ይኹን እምበር ኮምሽን ምርጫ ኣውስትራሊያ ነዚ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተዳለወን ፤ ክመጽእ ካብዝኽእል ምትዕንቓፋት ንምክልኻል ጽኑዕን ዘመናዊን ኣሰራርሓ ከምዘተኣታተወን ይገልጽ።