ሃገራዊ ሰሙን ዕርቂ ኩሎም ኣውስትራሊያዊያን; ብዛዕባ ሓባራዊ ታሪኽና ፡ ባህልናን ዓወታትና ክመሃሩ ፡ ከምኡ’ውን ምስ ናይ ኣቦርጂናልን ቶረስ ስትሪት ኣይላንደራት ዝሓሸ ርክባት ብምህናጽ ኣብ ዕርቂ ኣበርክቶ ክገብሩ ምኽኣል እዩ። ናይዚ ዓመት ቴማ ሰሙን ሃገራዊ ዕርቂ ፡ ካብ ቃል ንላዕሊ ዕርቂስጕምቲይሓትት ዝብልዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ስደተኛታት ከመይ ጌሮም ኣብ ናይ ዕርቂ ስጉምቲ ክሳተፉ ከምዝኽእሉ ክንርኢ ኢና ።
Share





