Source: English language teacher Santina Sculli from LA Trobe University leading an English classብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ካብ ቻይና ምእታው ብምኽልካሉ ልዕሊ 100,000 ቻይናዊያን ተመሃሮ ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ ኣይከኣሉን። እዚ ነቲ ናይ ቻይና ተመሃሮ ኣብ ቁጠባ ዘለዎ ኣበርክቶ ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ኣጉሊሕዎ ኣሎ። ከምሳዕቤኑ መንግስቲ ፈደራል ካብ ካልኦት ሃገራት ብዙሓት ተመሃሮ ንምስሓብ ይሰርሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ።
ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ካብ ቻይና ምእታው ብምኽልካሉ ልዕሊ 100,000 ቻይናዊያን ተመሃሮ ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ ኣይከኣሉን። እዚ ነቲ ናይ ቻይና ተመሃሮ ኣብ ቁጠባ ዘለዎ ኣበርክቶ ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምዃኑ ኣጉሊሕዎ ኣሎ። ከምሳዕቤኑ መንግስቲ ፈደራል ካብ ካልኦት ሃገራት ብዙሓት ተመሃሮ ንምስሓብ ይሰርሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ።