ቋንቋ እንግሊዝ ናይ ምዝራብ ክእለትና ንከነመሓይሽ እናደጋገምና ክንለማመድ ዝሕግዘና ፈነወ 'English on Repeat' ስምዑ። ኣብ'ዚ ክፋል፡ ሰላምታን ነብስና ምልላይን ክንመሃር ኢና።
እዚ ትምህርቲ ኣብ 'ቀሊል' ደረጃ ዝርከቡ ተመሃሮ ተባሂሉ ዝተዳለወ'ዩ።
ኣብ'ዚ ፈነወ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ምድጋም/ምባል ክንለማመድ ኢና
- Hi, my name’s Pete. (ሰላም፡ ስመይ ፒት ይበሃል።)
- I come from Goomeroi country. (ካብ ዓዲ ጎመሮይ ዝመጻኹ'የ።)
- I’m Australian. (ኣውስትራልያዊ'የ።)
- Nice to meet you. (ጽቡቕ ሌላ ይግበረልና።)
- What do you do for work? (እንታይ ኢኹም ትሰርሑ፧)
ኣብ'ዚ ጠዊቕኩም ብምስማዕ ንብምሉኦም ትሕዝቶታት'ዚ ቋንቋ እንግሊዝ ብምድግጋም ንመሃረሉ መደብ English on Repeat ፈትሽዎም!
Credits:
Host: Steven Ellis
Educational Consultant: Ai-lin Bhugun
Written and produced by Josipa Kosanovic
Music Composition: Adam Hulbert
Program Manager: Janine Googane
Head of Planning and Development: Pamela Cook






