Eritrea Source: AAPዓመት ተወዲኡ ብሓድሽ ክትካእ እንከሎ ኩሉ ግዜ አብ ዝሓለፈ ዓመት አገደስቲ ዝበሃሉ ፍጻመታት አየኖት ኔሮም ኢልካ ምሕሳብ ዝተለምደ'ዩ። ንሎሚ ብመንጽር ኤርትራ ካብ ፈላማ ወርሒ ናይ'ዚ ዓመት 2017 ክሳብ'ዚ ሒዝናዮ ዘለና ናይ መወዳእታ ወርሒ አየኖት ኔሮም ብመራኸቢ ብዙሃን ዓለም ዝለዓለ ቆላሕታ ዝረኸቡ ንዝብል ምስሊ ክንህብ ኢና። ሰማዕትና ንስኹም ካባና ዝተፈልየ ወይ ክጥቀስ ኔርዎ ትብልዎ ዜና ወይ ፍጻመ እንተሎ ኸአ በቲ ልሙድ መራኸቢታትና ለአኹልና። ምሳና ጽንሑ። ቃለመሕትትን ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፡ ፍልሰት መንእሰያት ኤርትራ ፡ ውዕላት ምጥቃም ወደብ ዓሰብ : ኣብ ኢጣልያ ጉዳይ ‘ግጉይ መንነት’ ዝኾነ ብገበን ምስግጋር ሰባት ዝተኣሰረ መድሃኔ ተስፋማርያም፡ ኣብ ኣኽሪያ ቤት ትምህርቲ ዲያእ ዝተገብረ ተቓውሞ ተመሃሮን ካልእን…….
ዓመት ተወዲኡ ብሓድሽ ክትካእ እንከሎ ኩሉ ግዜ አብ ዝሓለፈ ዓመት አገደስቲ ዝበሃሉ ፍጻመታት አየኖት ኔሮም ኢልካ ምሕሳብ ዝተለምደ'ዩ። ንሎሚ ብመንጽር ኤርትራ ካብ ፈላማ ወርሒ ናይ'ዚ ዓመት 2017 ክሳብ'ዚ ሒዝናዮ ዘለና ናይ መወዳእታ ወርሒ አየኖት ኔሮም ብመራኸቢ ብዙሃን ዓለም ዝለዓለ ቆላሕታ ዝረኸቡ ንዝብል ምስሊ ክንህብ ኢና። ሰማዕትና ንስኹም ካባና ዝተፈልየ ወይ ክጥቀስ ኔርዎ ትብልዎ ዜና ወይ ፍጻመ እንተሎ ኸአ በቲ ልሙድ መራኸቢታትና ለአኹልና። ምሳና ጽንሑ። ቃለመሕትትን ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፡ ፍልሰት መንእሰያት ኤርትራ ፡ ውዕላት ምጥቃም ወደብ ዓሰብ : ኣብ ኢጣልያ ጉዳይ ‘ግጉይ መንነት’ ዝኾነ ብገበን ምስግጋር ሰባት ዝተኣሰረ መድሃኔ ተስፋማርያም፡ ኣብ ኣኽሪያ ቤት ትምህርቲ ዲያእ ዝተገብረ ተቓውሞ ተመሃሮን ካልእን…….