"ኤሪሳት ንዝኾነ ይኹን ሓሳብ እተተኣናግድ ሚድያ ክትከውን ክንገብራ ኢና።" ዝርርብ ምስ ኣደ መንበርን ኣባልን ቦርድ ኤሪሳት

Tewelde Estifanos and Dr. Saba Tesfayohannes Source: Supplied
ኣብዚቕንያት ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ብ ኤሪሳት ዝተዳለወ ሲምፖሲዮም ሲዒቡ፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣዛራቢ ዝኾኑ ዛዕባታትን እታ ሚዲያ ትገብሮ ዘላ ንጥፈታትን ብዝምልከት፡ ምስ ኣደ መንበር ቦርድ ዶ/ር ሳባ ተስፋዮሃንስን ምስ ኣባል ቦርድ ኣቶ ተወልደ እስቲፋኖስን ዝተገብረ ዝርርብ።
Share