"ቪድዮታትና ከይተተንከፈ ናይ ኤሪሳት ዩትዩብ ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት ክኽፈት'ዩ ተስፋና።" ኣቶ ተወልደ እስቲፋኖስ

Tewelde Estifanos Source: Supplied
ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት ናይ ኤርትራዊያን ማዕከን ዜና ዝኾነት ኤሪሳት ዩቱዩብ ተዓጽዩ (Hacked) ኮይኑ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪቱ ኣባል ቦርድ ኤሪሳት ዝኾነ ኣቶ ተወልደ እስቲፋኖስ፡ እንታይ ከምዘጋጠመን፡ ምስተክኖሎጂ ከጋጥም ዝኽእልን ፍታሓቱን ገሊጹ ኣሎ።
Share