Source: Suppliedግሎባል ይኣክል ዘበገሶ ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት ናይ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዊያን ኣብ ዕለት 21 ግንቦት ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ'ዮም። እቲ ሰልፊ ንምንታይ ዕላማ ከምትወደበ ካብ ኣወሃሃድቲ ኣቶ ያቆብ ገብረትንሳኤንን ን ኣቶ ተመስገን ዓንደሚካኤልን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
ግሎባል ይኣክል ዘበገሶ ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት ናይ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዊያን ኣብ ዕለት 21 ግንቦት ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ'ዮም። እቲ ሰልፊ ንምንታይ ዕላማ ከምትወደበ ካብ ኣወሃሃድቲ ኣቶ ያቆብ ገብረትንሳኤንን ን ኣቶ ተመስገን ዓንደሚካኤልን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።