SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስፖርታዊ ውራያት ብምኽንያት ስግኣታት ኮቪድ19 ተሰሪዞም: ማልዲኒን ወዱን ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም

Coronavirus in Africa warning
Source: CGTN

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/03/2020) * ሻምፒዮን ግጥማት ኣፍሪቃ 10000ሜ ብርሃኑ ጸጉ ህላወ ብቕዓት ዘደንፍዕ ኢፒኦ ኣብ ደሙ ስለዝተረኽበ ንኣርባዕተ ዓመታት ተኣጊዱ * ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስፖርታዊ ውራያት ብምኽንያት ስግኣታት ኮቪድ19 ተሰሪዞም * ዝበዝሑ ስፖርታዊ ንጥፈታት ዓለምና ህይወት ደቂሰብ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ሕማም ኖቬል ኮሮና ቫይረስ ወይ ከኣ ብሳይንሳዊ ኣጸዋውዕኡ ኮቪድ 19ን ንዕኡ ዘኸተለ ለበዳ ኮሮና ቫይረስን ደው ኢልሉ ኣብ ዘሎ እዋን ምስኡ ተታሓሒዞም ዝኸዱ ኣርእስታት ስፖርትን ህይወትን

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/03/2020) * ሻምፒዮን ግጥማት ኣፍሪቃ 10000ሜ ብርሃኑ ጸጉ ህላወ ብቕዓት ዘደንፍዕ ኢፒኦ ኣብ ደሙ ስለዝተረኽበ ንኣርባዕተ ዓመታት ተኣጊዱ * ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስፖርታዊ ውራያት ብምኽንያት ስግኣታት ኮቪድ19 ተሰሪዞም * ዝበዝሑ ስፖርታዊ ንጥፈታት ዓለምና ህይወት ደቂሰብ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ሕማም ኖቬል ኮሮና ቫይረስ ወይ ከኣ ብሳይንሳዊ ኣጸዋውዕኡ ኮቪድ 19ን ንዕኡ ዘኸተለ ለበዳ ኮሮና ቫይረስን ደው ኢልሉ ኣብ ዘሎ እዋን ምስኡ ተታሓሒዞም ዝኸዱ ኣርእስታት ስፖርትን ህይወትን

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now