“ጃንዳ ዋሽንግተን ንመንግስቲ ኤርትራ ንምንጻል ቅሉዕ ኲናት ከፊቱ ከምዘሎ ሓድሽ ሰነድ ኣመሪካ ነፍሰ ገላጺ እዩ።” ፕረ/ኢሳያስ ኣፈወርቂ
Credit: Beyene Weldegiorgis
"እቲ ን ኤርትራ ዝምልከት “ጥሙር ሃገራዊ ስትራተጂ” ናይ ኣመሪካ እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ከምዘለዎ እዩ እቲ ፕረሲደንት ገሊጹ ሓይልታት ምክልኻል ብግህሰት ምጥቃን ብዛዕባ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝለዎ ራዕዲ. ቻይና ንምድራትን ኣብ ቁጠባ ኤርትራ ከይተውፍርን ከይትሰርሕን ጽልዋኣ ከጥፍእ ምዃኑ; ንመንግስቲ ኤርትራ ምንጻልን ብቑጠባዊ ኩነታት ምድኻምን ዞባዊ ተራኡ ንምድራትን መጻኢ ወለዶ ንምስዳዕ ምብልሓትን እዩ እቲ ሰነድ ቅሉዕ ኲናት ይእውጅ ከምዘሎ ነፍሰ ገላጺ እዩ።"
Share