SKIP TO MAIN CONTENT

“ኤርትራ፡ ቀዋሚ ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ሃልይዋ ኣይፈልጥን፡ እዚ ምስ ቻይና ዝግበር ዘሎ’ውን ከምኡ እዩ።” ሳልሕ ጋዲ ጆሃር

Saleh Gadi Johar

እዚ ምስ ተንታኒ ፖለቲካ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር ካብ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ኮይኑ፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ምስ ምብጻሕ ፕረሲደንት ኢሳያስ ናብ ቻይና ተተሓሒዙ፡ ዝምድናታት ወጻኢ ፖሊሲን ርክባት ቻይናን ኤርትራን፡ ኣብ ኤርትራን ከባቢኣን ዝህልዎ ጽልዋን ዝተተሓሓዙ ሕቶታትን መልሲታትን ቀሪቦም ኣለዉ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዚ ምስ ተንታኒ ፖለቲካ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር ካብ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ኮይኑ፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ምስ ምብጻሕ ፕረሲደንት ኢሳያስ ናብ ቻይና ተተሓሒዙ፡ ዝምድናታት ወጻኢ ፖሊሲን ርክባት ቻይናን ኤርትራን፡ ኣብ ኤርትራን ከባቢኣን ዝህልዎ ጽልዋን ዝተተሓሓዙ ሕቶታትን መልሲታትን ቀሪቦም ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now