SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኤርትራ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 4 ምስ በጽሑ ኩሉ ንግዳዊ በረራታት ተዓጽዩ

Global Pandemic
Source: CNN

ጸብጻባት ዜና ኣብ ኤርትራ ብኮሮናቫይስ ዝተለኽፉ ሰባት 4 ምስ በጽሑ ንግዳዊ በረራ ትዓጹ። ኢትዮጵያ ዕዳ ሃገራት ኣፍሪቃ ክድምሰስ ንሃገራት ጉጅለ 20 ትምሕጸን፣ ኮሮና ንምክልኻል ኩሎም ዶባታ ትዓጹ፣ እሱራት እውን ትፈትሕ። ትግራይ ኮሮናቫይረስ ንምቁጽጻር ኣዋጅ እቶ እቶ ትእውጅ። ኤርትራ: ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወተሃደራዊ መአዘዚ ክትሃንጽ ፈቒዳ ዝብል ሓበሬታ ትነጽጎ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጸብጻባት ዜና ኣብ ኤርትራ ብኮሮናቫይስ ዝተለኽፉ ሰባት 4 ምስ በጽሑ ንግዳዊ በረራ ትዓጹ። ኢትዮጵያ ዕዳ ሃገራት ኣፍሪቃ ክድምሰስ ንሃገራት ጉጅለ 20 ትምሕጸን፣ ኮሮና ንምክልኻል ኩሎም ዶባታ ትዓጹ፣ እሱራት እውን ትፈትሕ። ትግራይ ኮሮናቫይረስ ንምቁጽጻር ኣዋጅ እቶ እቶ ትእውጅ። ኤርትራ: ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወተሃደራዊ መአዘዚ ክትሃንጽ ፈቒዳ ዝብል ሓበሬታ ትነጽጎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now