ጸብጻባት ዜና Credit: GettyImagesጸብጻባት ልኡኽና * ኣብ ትግራይ ሰለስተ ሕማማት ንጥዕና ኣሰካፊ ኣብ ዝበሃል ደረጃ ከም ዝርከቡ ቢሮ ጥዕና ገሊጹ; * ውድብ ጥዕና ዓለም ንቀርኒ ኣፍሪቃ ሓገዝ ንምልጋስ 123.7 ሚልዮን ዶላር ከም ዘድልዮ ኣፍሊጡ; * መሪሕነት ትግራይ፤ ምዕራብ ትግራይ እንተዘይተለቒቑ ንህላወ ኢትዮጵያ ተገዳስነት ከም ዘይህልዎ ንዲፕሎመሰኛታት ምዝራቡ ተሰሚዑ; * መንግስቲ ኤርትራ፣ ንመገሻ ወሃቢት ቃል ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ተቓዊሙ
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ጸብጻባት ልኡኽና * ኣብ ትግራይ ሰለስተ ሕማማት ንጥዕና ኣሰካፊ ኣብ ዝበሃል ደረጃ ከም ዝርከቡ ቢሮ ጥዕና ገሊጹ; * ውድብ ጥዕና ዓለም ንቀርኒ ኣፍሪቃ ሓገዝ ንምልጋስ 123.7 ሚልዮን ዶላር ከም ዘድልዮ ኣፍሊጡ; * መሪሕነት ትግራይ፤ ምዕራብ ትግራይ እንተዘይተለቒቑ ንህላወ ኢትዮጵያ ተገዳስነት ከም ዘይህልዎ ንዲፕሎመሰኛታት ምዝራቡ ተሰሚዑ; * መንግስቲ ኤርትራ፣ ንመገሻ ወሃቢት ቃል ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ተቓዊሙ