ኤርትራዊት ኣውስትራሊያዊት ሪም፡ ካብ ናይ ግዳም ሓደር፡ ናብ ናይ ግዳም ዘማሪት

Rem Jawi performing on stage in Sydney Source: SBS
ጓል 22-ዓመት ሪም ጃኦዊ ኣብ ከተማ ሲድኒ ኣብ ወረዳ ማርኪቪል ኣብ መድረኽ ወጺኣ ናይ ሙዚቃ ምርኢታ ከተቕርብ'ከላ ብርእሰ ምትእምማን'ያ ተቕርብ። እንተኾነ ህይወት ናይዛ ኤርትራዊት ኣውስትራሊያዊት ቅድሚ ሓደ ዓመት ከምዚ ኣይነበረን።
Share