ብምኽንያት እምነተን ኣብ ዳህላክ/ኤርትራ ተኣሲረን ዝጸንሓ 21 ደቂ ኣንስትዮ ከምተፈትሓ ተፈሊጡ።

Source: Hanibal Daniel
ኣቶ ሃኒባል ዳኒኤል ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ብምኽንያት እምነቶም ዝእሰሩን ዝፍትሑን ዜጋታት ተኸታቲሉ ሓበሬታ ዝእክብን ዝጣበቕን ኮይኑ፡ ኣብዚ ቅንያት ብዛዕባ ክሳብ 4 ዓመታት ብእምነተን ተኣሲረን ዝጸንሓ ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቱ ሓበሬታ ሂቡ ኣሎ።
Share
Source: Hanibal Daniel
SBS World News