Source: Suppliedዝሓለፈ ቕንያት ካብቶም ኣብዝተፈላልዩ ኣብያተ መእሰርቲ ካብ 2 ክሳብ 16 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ድሕሪ ምፍታሖም፡ ኣብዚ ሰሙንዚውን ካል ኦት 30 ዝኾኑ ኣመንቲ ተፈቲሖም ኣለዉ። ብዘይካዚ ኣብ ደቀምሓረ ኣመንቲ ኣንስቲ ኣብዚ ሰሙን ተኣሲረን ከምዘለዋ፡ ነቶም እሱራት ብቐረባ ዝከታተሎም ሃኒባል ዳኒኤል ገሊጹ ኣሎ።
ዝሓለፈ ቕንያት ካብቶም ኣብዝተፈላልዩ ኣብያተ መእሰርቲ ካብ 2 ክሳብ 16 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ድሕሪ ምፍታሖም፡ ኣብዚ ሰሙንዚውን ካል ኦት 30 ዝኾኑ ኣመንቲ ተፈቲሖም ኣለዉ። ብዘይካዚ ኣብ ደቀምሓረ ኣመንቲ ኣንስቲ ኣብዚ ሰሙን ተኣሲረን ከምዘለዋ፡ ነቶም እሱራት ብቐረባ ዝከታተሎም ሃኒባል ዳኒኤል ገሊጹ ኣሎ።