መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ ሶማሊያን ኤርትራን ስምምዓት ይፈራረሙ፡፣ ወደባት ኤርትራ ንስራሕ ፍኒሕኒሕ ይብሉ። ጂቡቲን ኤርትራ ዘሰሓሕበን ጉዳይ ንኽፈትሓ ይጸዓር። ኣመሪካን ፈረንሳን ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተወሰነ ማዕቀብ እንተዘይኣልዒለን ረብሐኤን ከየጥፍኣ መጠንቀቕታ ይቐርብ.....
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

