SKIP TO MAIN CONTENT

ጉዳይ ክታበት ኮቪድ-19 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ከይሳተፉ ጌሩ፣ ማሜሎዲ ሳንዳውንስ ንኣጥቃዓይ ኢትዮጵያ ኣቡበከር ናስር ትፍትኖ

Abubeker Nasir of Ethiopia
ኣጥቃዓይ ኣቡበከር ናስር ምስ ጋንታ ማሜሎዲ ሳንዳውንስ ክጽንበር የቋምት Source: Twitter

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/01/2022) * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ጠለባት ክታበት ኮቪድ-19 ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ኣብ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሩዋንዳ ኣይክትሳተፍን’ያ፡ * ዙር ፈረንሳን ካልኦት ስፖርታውያን ውድድራትን ወሲኻ ፈረንሳ ኣብ ሃገራ ክታበት ዘይወሰዱ ኣትሌታት ክወዳደሩ ከምዘይተፍቅድ ገሊጻ፡ * ውድድራት ጉያ እግሪ መሮር ኣብ ኤውሮጳ ቀጺሎም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ይዕወቱ፡ * ኣጥቃዓይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ኢትዮጵያ ቡናን ኣቡበከር ናሲር ኣሕመድ ምስ ሻምፒዮን ደቡብ ኣፍሪቃ ጋንታ ማሜሎዲ ሳንዳውንስ ክጽንበር ተስፋ ብምግባር ናይ ክልተ ሰሙን መፈተኒ ልምምድ የካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ፡ * ፕረዚደንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ኣብ መንጎ’ቲ ግጥማት ኩ’እግሪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ከክልተ ዓመታት ክካይድ ዝወጠኖ መደብን ዘሕዝን ኣጋጣሚታት ምጥሓል ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ስደተኛታትን ምትእስሳር ከምዘሎ ከመልክት ብምፍታኑ ካብ ብዙሓት ወገናት ነቐፌታት ይመጾ’ሎ፡

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/01/2022) * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ጠለባት ክታበት ኮቪድ-19 ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ኣብ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሩዋንዳ ኣይክትሳተፍን’ያ፡ * ዙር ፈረንሳን ካልኦት ስፖርታውያን ውድድራትን ወሲኻ ፈረንሳ ኣብ ሃገራ ክታበት ዘይወሰዱ ኣትሌታት ክወዳደሩ ከምዘይተፍቅድ ገሊጻ፡ * ውድድራት ጉያ እግሪ መሮር ኣብ ኤውሮጳ ቀጺሎም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ይዕወቱ፡ * ኣጥቃዓይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ኢትዮጵያ ቡናን ኣቡበከር ናሲር ኣሕመድ ምስ ሻምፒዮን ደቡብ ኣፍሪቃ ጋንታ ማሜሎዲ ሳንዳውንስ ክጽንበር ተስፋ ብምግባር ናይ ክልተ ሰሙን መፈተኒ ልምምድ የካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ፡ * ፕረዚደንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ኣብ መንጎ’ቲ ግጥማት ኩ’እግሪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ከክልተ ዓመታት ክካይድ ዝወጠኖ መደብን ዘሕዝን ኣጋጣሚታት ምጥሓል ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ስደተኛታትን ምትእስሳር ከምዘሎ ከመልክት ብምፍታኑ ካብ ብዙሓት ወገናት ነቐፌታት ይመጾ’ሎ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now