SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ናብ መዓስከራት ይመልሶም፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ስድራቤታት ሻቕሎቶም ይገልጹ።

Homeland Report
Source: Newframe

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ትግራይ ሃዲሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት “ስሩዕ ዘይኮነ ምንቅስቓስ” ብምባል ናብ መደበር ስደተኛታት ይመልሶም ኣብዘሎ፡ ናይ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት UNHCR ነዚ ብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ " ፍጹም ዘይቅቡልን ኣሻቓሊን " ክብል ነጺግዎ ኣሎ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣዝማድ እቶም ኣብ ጸገም ዝርከቡ ሻቕሎትም ይገልጹ ኣለዉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ትግራይ ሃዲሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት “ስሩዕ ዘይኮነ ምንቅስቓስ” ብምባል ናብ መደበር ስደተኛታት ይመልሶም ኣብዘሎ፡ ናይ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት UNHCR ነዚ ብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ " ፍጹም ዘይቅቡልን ኣሻቓሊን " ክብል ነጺግዎ ኣሎ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣዝማድ እቶም ኣብ ጸገም ዝርከቡ ሻቕሎትም ይገልጹ ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now