Yosief Worke Asrat Source: Suppliedኣብ ሽዱሽተ ዉሉድ ግዳይ ሕማም ደም ካንሰር ካብ ዓዲ ገዳ ኤርትራ ኣቶ ዮናስ ጸጋይ ዘለዎ ጸገም ብቪድዮ ምስተዘርግሐ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዊያን ንምሕጋዝ ብምጉያይ ኣብ ሓጺር ግዜ ልዕሊ $650, 000 ተኣኪቡ። ነዚ ምኽም]ንያት ብምግባር ዝዋጻእ ዘሎ ገንዘብን ዝቐርቡ ዘለዉ ሕቶታትን ኣመልኪትና ምስ ኣብከምዚ ንጥፈት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝነጥፍ ዘሎ መምህር ዮሴፍ ወርቀ ኣስራት ዝሃበና መብርሂ።
ኣብ ሽዱሽተ ዉሉድ ግዳይ ሕማም ደም ካንሰር ካብ ዓዲ ገዳ ኤርትራ ኣቶ ዮናስ ጸጋይ ዘለዎ ጸገም ብቪድዮ ምስተዘርግሐ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዊያን ንምሕጋዝ ብምጉያይ ኣብ ሓጺር ግዜ ልዕሊ $650, 000 ተኣኪቡ። ነዚ ምኽም]ንያት ብምግባር ዝዋጻእ ዘሎ ገንዘብን ዝቐርቡ ዘለዉ ሕቶታትን ኣመልኪትና ምስ ኣብከምዚ ንጥፈት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝነጥፍ ዘሎ መምህር ዮሴፍ ወርቀ ኣስራት ዝሃበና መብርሂ።