Source: Husien Abdelwasie and Yonas Habteslasieካልኣይ ክፋል ዘተ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝግበር ዘሎ ኲናት ኤርትራዊያን ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት የንጸባርቑ ኣለዉ። ብዛዕባዚ ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ዘለዎም ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕን ኣቶ ዮናስ ሃብተስላሴን ኣዛቲናዮም ኣለና፡ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ካልኣይ ክፋል ዘተ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝግበር ዘሎ ኲናት ኤርትራዊያን ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት የንጸባርቑ ኣለዉ። ብዛዕባዚ ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ዘለዎም ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕን ኣቶ ዮናስ ሃብተስላሴን ኣዛቲናዮም ኣለና፡ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።